ዕለታዊ ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ - Voice of America

VOA

  • 29 minutes 59 seconds
    ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ - ለካቲት 04, 2025
    ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ፖሊስ ኬንያ ኣብ ልዕሊ ኣባላት ሰራዊት ናጽነት ኦሮሞ ሃድን የካይድ ርእይቶታት ነበርቲ ክልል ትግራይ ንጻውዒት ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ መደብ ኣመሪካና
    4 February 2025, 7:00 pm
  • 29 minutes 59 seconds
    ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ - ለካቲት 03, 2025
    ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ፡ መሪሕነትን ሊሃቃንን ትግራይ ፍልልያቶም ብዘተ ክፈትሑ ጸዊዑ ኣማኻሪ ካውንስል ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ተመስሪቱ ሃገራዊ ውጅር ኤሪ-ጁንየ ኤርትራ 2025 ተኻዪዱ ንግዳዊ ኲናት ሰሜን ኣመሪካ ካብ ናበይ?
    3 February 2025, 7:00 pm
  • 29 minutes 59 seconds
    ፈነወ ትግርኛ ሰንበት - ለካቲት 02, 2025
    ድምጺ ኣሜሪካ ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ካብ ሶኑይ ክሳብ ሰንበት ይፍነው። ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ካብ ሶኑይ ክሳብ ዓርቢ ብዕለታዊ ዜና ይጅምር፥ እዋናዊ ጉዳያትን ሰሙናዊ መደባት'ውን የጠቓልል ።ቀዳምን ሰንበትን ኣብቲ ሰሙን ዝተፈነው መደባት ብምድጋም ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ይኻየድ።
    2 February 2025, 7:00 pm
  • 29 minutes 59 seconds
    ፈነወ ትግርኛ ቀዳም - ለካቲት 01, 2025
    ድምጺ ኣሜሪካ ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ካብ ሶኑይ ክሳብ ሰንበት ይፍነው። ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ካብ ሶኑይ ክሳብ ዓርቢ ብዕለታዊ ዜና ይጅምር፥ እዋናዊ ጉዳያትን ሰሙናዊ መደባት'ውን የጠቓልል ።ቀዳምን ሰንበትን ኣብቲ ሰሙን ዝተፈነው መደባት ብምድጋም ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ይኻየድ።
    1 February 2025, 7:00 pm
  • 29 minutes 59 seconds
    ፈነወ ቋንቋ ትግርኛ ድምጺ ኣመሪካ - ጥሪ 31, 2025
    ፈነወ ቋንቋ ትግርኛ ድምጺ ኣመሪካ ዞባዊን ኣህጉራዊን ዜና ኣብ ከባቢ ዋሽንግተን ዲሲ ዝወደቐት ነፋሪት መብርሂ በዓል-ሞያ ሕጊ ኢምግሬሽን ንሓድሽ መብርሂ ፕረዚደንታዊ ትእዛዝ ኣመሪካ
    31 January 2025, 7:00 pm
  • 29 minutes 59 seconds
    ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ - ጥሪ 30, 2025
    ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ምምሕዳር ፑንትላንድ ልዕሊ 500 ኢትዮጵያውያን ብጃምላ ሰጕጕ ባይቶ ኢትዮጵያ ሓድሽ ሓላፊ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት መዚዙ ጀበና` መትግበሪ ኣፕ፡ ዛጊት ልዕሊ 800-ሽሕ መጻምድቲ ኣራኺቡ
    30 January 2025, 7:00 pm
  • 30 minutes
    ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ - ጥሪ 29, 2025
    ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ዞባዊን ኣህጉራዊ ዜና ፕረ.ትራምፕ ብትውልዲ ዝርከብ ዜግነት ኣመሪካ ከብቅዕ ይደፍኡ መደብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ
    29 January 2025, 7:00 pm
  • 29 minutes 59 seconds
    ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ - ጥሪ 28, 2025
    ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ኣምንስቲ ኣብ ጉዳይ ኣብ ክልል ኣምሓራ ዝረኣ ዘሎ ጃምላዊ ማእሰርቲ ዘውጽኦ መግለጺ ኣብ ዲሞክራቲክ ሪፖብሊክ ኮንጎ ዘሎ ግጭት ንቋንቋ ምልክት ኣብ ኢትዮጵያ ዝድህስስ መደብ
    28 January 2025, 7:00 pm
  • 29 minutes 59 seconds
    ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ - ጥሪ 27, 2025
    ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ኦርቶዶክስ ተዋሃዶ ቤተ-ክርስትያን ኤርትራ ሻድሻይ ፓትሪያርክ ቀቢኣ ክልል ትግራይ - ድሕሪ መርገጺ ወታሃደራውያን ኣዘዝቲ -- ድጋፍን ተቓውሞን ይቕጽል ኣመሪካ ዘይሕጋዊያን ስደተኛታት ምጥራዝ ጀሚራ
    27 January 2025, 7:00 pm
  • 29 minutes 59 seconds
    ፈነወ ትግርኛ ሰንበት - ጥሪ 26, 2025
    ድምጺ ኣሜሪካ ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ካብ ሶኑይ ክሳብ ሰንበት ይፍነው። ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ካብ ሶኑይ ክሳብ ዓርቢ ብዕለታዊ ዜና ይጅምር፥ እዋናዊ ጉዳያትን ሰሙናዊ መደባት'ውን የጠቓልል ።ቀዳምን ሰንበትን ኣብቲ ሰሙን ዝተፈነው መደባት ብምድጋም ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ይኻየድ።
    26 January 2025, 7:00 pm
  • 29 minutes 59 seconds
    ፈነወ ትግርኛ ቀዳም - ጥሪ 25, 2025
    ድምጺ ኣሜሪካ ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ካብ ሶኑይ ክሳብ ሰንበት ይፍነው። ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ካብ ሶኑይ ክሳብ ዓርቢ ብዕለታዊ ዜና ይጅምር፥ እዋናዊ ጉዳያትን ሰሙናዊ መደባት'ውን የጠቓልል ።ቀዳምን ሰንበትን ኣብቲ ሰሙን ዝተፈነው መደባት ብምድጋም ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ይኻየድ።
    25 January 2025, 7:00 pm
  • More Episodes? Get the App
About ዕለታዊ ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ - Voice of America
© MoonFM 2025. All rights reserved.